ደለልቲ ኮምኡ እናበሉ እዮም ዝመባጽዑልካ። እንተኾነ ግን፡ ዘድሕኑ ሰባት ኣብታ ትርከበላ ጃልባ ክህልዉ ኣይፍቀደሎምን እዩ። ወላ እንተለዉ እውን፡ ብግዚኡ ረኺቦም ንኸድሕኑኻ ዘሎ ዕድል ብጣዕሚ ጸቢብ እዩ – ብዝያዳ ድማ፡ ደላሎ መርከብኩም ብዘይ ሞቶር እንተገዲፎማ። እቲ ጉዕዞ ብጣዕሚ ሓደገኛ ይኸውን፡ ናይ ብዙሓት ሰባት ሂወት እውን ኣብኡ ይጠፍእ።