ካብ 18 ንታሕቲ ዝኾኑ ቆልዑት ኩሎብ ብርግጽ ዑቕባ ክረኽቡ እዩም?

ዝቐርቡ ጉዳያት በብሓደን ብውልቀን ይረኣዩ፡ ብዘየገድስ ኣየናይ ዕድመ ኣለዎም። ዕድመ ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ወሳኒ ግደ የብሉን። ንቖልዑት መንበሪ ፈቓድ ብርግጽ ክወሃቦም እዩ ዝምበሃል ነገር የለን።

መወዳእታ ዝተሓደሰሉ፥ 01.03.2018 ዝተሓትመሉ፥ 27.07.2017