ንዓድኻ ክትከይድ እናደለኻ`ዶ ጀርመን ናብ ካልእ ቦታ ክትሰደካ ትኽእል እያ?

ካብ ጀርመን ብወለንታኻ ክትወጽእ ፈቓደኛ እንተድኣ ኬንካ፡ ወይ ናብ ዓድኻ ወይ ውን ናብ ካልዕ ስሉስ-ሃገር፡ ማለት እታ ዓዲ ንኽትቅበለካ ድልውቲ ምስ እትኸውን፡ ጀርመን ናብኡ ክትሰደካ ትኽእል እያ፡፡ ቅድሚ ናብ ዓድኻ ምኻድካ ጀርመን ናብ ካልእ መሰጋገሪ ሃገር ክትሰደካ ትኽእል እያ ዝብል ሓበሬታ ጌጋ እዩ።

መወዳእታ ዝተሓደሰሉ፥ 01.03.2018 ዝተሓትመሉ፥ 27.07.2017