ሓለዋ ዶብ ይረኽቡኻ`ዶ ይኾኑ?

ብመሬት ኮነ ብባሕሪ፡ ካብ ኦይሮጳ ወጻኢ ዝርከባ ሃገራት ሓለዋ ዶባተን ኣጸንኪረን ይርከባ። ዘይሕጋዊ ስግረ ዶባት ናብ ኦይሮጳ መብዛሕትኡ ግዜ ወጻእተኛታት ምእሳር የጋጥሞም፡ ካብታ ኣብ ዶብ ኦይሮጳ ትርከብ ሃገር ክወጹ ኣብ ዘይክእሉሉ ኩነትን ይወድቁ። ዝበዝሕ ገንዘቦም ኣውጺኦሞ ስለ ዝኾኑ፡ ብዙሓት ወጻእተኛታት ካብቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ኩነታት ንላዕሊ ኣብ ዝጸንከረ ኩነታት ይወድቁ፡ እሞ እዚ ኩሉ ድማ ንዓዶም ክምለሱሉ ወይ ድማ ናይ ገንዘብ ረድኤት ክረኽቡሉ ኣብዘይክ እሉሉን ኩነት እዩ።

መወዳእታ ዝተሓደሰሉ፥ 02.03.2018 ዝተሓትመሉ፥ 27.07.2017